ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ናይ ሓባር ዒላ ማእከላይ ጎዳጉዲ ንምስራሕ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ብናይ ኤምዲጂ በጀት ዝስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደሊ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ