ተዓፅዩ
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኤሌክተሮኒክስ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ