ተዓፅዩ
ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዘሩ ን መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ድልየት ዘለኩም እዞም ዝስዕቡ መስፈርት ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 1, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 1, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ