መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘስርሖ ዘመናዊ ዕደጋ ማእከል ዝርከብ ስፍሓቱ 3039.40 ካሬ ሜትር ዝኮነ ናይ መኪና መቐመጢ /ፓርኪንግ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ በዚይ መሰረት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 159.98 (-0.02) | 161.58 (-0.02) | |
| 182.15 (-0.01) | 183.97 (-0.01) | |
| 24 (0) | 23.88 (0.02) | |
| 9.56 (0.08) | 9.65 (0.08) | |
| 0.98 (0) | 0.99 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ሓምለ 21, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ