ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2016 10:30 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2016 11:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ---
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካልኣይ ዙር ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብምድብ መቂሉ ማለት እዉን ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ምድብ ሰለስተ መሳርሒ ፅሬት : ምድብ ኣርባዕተ ሞተር ሳይክል : ምድብ ሓሙሽተ ናይ መኪና ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2016 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 23, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ምልዓልን ምውዳብን ህዝቢ ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ንዝተፈላዩ ግልጋሎ ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ቸርክዮን ከምኡ ድማ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡን ንክትወዳደሩ እትደልዩን መቕረብ ክትወዳደሩ ፃውዒቱ ብኣኽብሮት የቕርብ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 23, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት