ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ፎርድ ዝዓይነታ መኪና ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 160.92 (-0.08) | 162.53 (-0.08) | |
| 179.85 (-0.68) | 181.64 (-0.69) | |
| 24 (0) | 24.36 (-0.1) | |
| 9.65 (-0.02) | 9.75 (-0.02) | |
| 1.02 (0) | 1.03 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ