ኩባንያና መስፍን ኢንዳትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ / ዝተ/ዉ/ማ ኣብ ታሕቲ ንሰራሕተኛታቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ኮትን ሱሪን ብቕሉዕ ጨረታ አወዳዲሩ ኣስፊዩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ዘርፊ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ መዓቀኒታት እትማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 160.89 (0.01) | 162.50 (0.02) | |
| 183.94 (-0.67) | 185.78 (-0.67) | |
| 24 (0) | 24.25 (-0.02) | |
| 9.91 (0.03) | 10.01 (0.03) | |
| 1.02 (0) | 1.03 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ መስከረም 13, 2019 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ