ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ናይ አንፈት ሰሜን ፤ ደቡብ ፤ ምብራቕን ብዘመናዊን ደረጃኡ ዝሓለወን ዙርያ ሓፁር(መካበቢያ) ንምስራሕ ንህንፀት ስራሕ ዘድልዩ ናይ ኮንስትራክሽን ማተርያል ማለት፤ ሓሸዋ ፤ ፀፀር 02 (ጃህያ) እና እምኒ ሰረት መንደቕ ፤ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ አሎ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2016 12:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ