ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ክልል ትግራይ ንመ/ቤቱ ግልጋሎት ዝውዕላ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት ኮምፕዩተር ፕሪንተር ፎቶኮፒ ላፕቶፕ ፕሮጀክተር UPSን ካልኦትን ንምፅጋንን ሰርቢስ ንምግባርን ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ኢድ ሞያ ኤሌክትሮን ኣወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ /ኸፀግን /ስለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 6, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 6, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መነሃርያታትን ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ ኣበባን ካብን ናብ ዝግበር ናይ ህዝቢ ትራንስፖርት ጉዕዞ ስርዓት ምምሕዳር ግልጋሎት ኢ- ቲኬቲንግ ግልጋሎት ዝህቡ ብቕዓት ዘለዎም ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 17, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 17, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት