ተዓፅዩ

ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ ( ማረት) ዝተፈለላዩ ዓቀን ዘለዎም ጋብዮናት (Different Size on Gabion) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 4, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 5, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ናይ መፅሓፍቲ ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ ስለዚ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 3, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት