ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ወረዳና ዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ኣብ 2011ዓም በጀት ዓመት ፅገና ሰርቪስ ከካይድ ይደሊ። ብምዃኑ ነዚ ክፍፅሙ ዝኽእሉ ደረጃ 2ተ ልዕሊኡን ዝኾኑ ጋራጃት ናይ ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታቃፍታ ሑመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ