ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃከተማ ኣክሱም ዝኾነ ኣብ ጣብያ ክንደያ ኣብ እንዳ ንርአ ናብ ሳህር ሩባ ካብ እንዳ ንርአ ናብ ድሕሪ ቁድስ ያሬድ ት/ቤት ዝስራሕ ተፋሰስ ብፕሮጀክት ኮድ AXCWKN 0212 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2012 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም