ንካልኣይ ግዘ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት አብ ጎደና ክንፈ ገብረመድሂን ካብ ፕሮጀክት IDP ብዝተረከበ ባጀት ናይ ፅርጊያ መብራህቲ ፅገና ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮኒክስ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳታሌሽን ብማሕበር ወይ ድማ ብዉልቀ ዳቀቅትን ኣናእሸተይን ዝተዉሃቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም