ቤት ፅሕፈት ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ትልሚ ፋይናስን ዝተፈላለዩ ንዉገዳ ዝቀረቡ ንብረታት ማለት እዉን ሽምዒ: ሙ/ዒልዋ: ነይንህቢ መዓር መፃረየይ : ዓዲስ ጎማ :መርቢን :ኮምፒተር ፕሪንተር ፎቶ ኮፒፈክስ ታይፕስ: ደረቅ ወንበር ክቢ ጠረጰዛ: ተ/ወንበር ሳዕሪ መአሸጊ ሰተፕላይዘር ሳእሪ መአሸጊ ሓፂን ማእፃ ብኪሎ ዝሽወጥ ናይ ዲስክ ስብርባር ሓፂን መፂንን ናይ ቆርቆሮ ቅዳደት: ብኪሎ ዝሽወጥ ናይ ተሽከርከርቲ መቀያየሪ አቁሑት ሐፂን መፂን አወዳዲሩ ብሐራጅ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ