ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብናይ ፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ተፅዕኖ ስደተኛታት ማለት እዉን DRIDP ብዝተተሓዘ በጀት ዋንነቱ ናይ ሃፍቲ ማይ ማዕድንን ኢነርጅን ዝስራሕ ኣብቲ ወረዳ ጣብያ ሰላም ናይ መስተ ማይ ማእከላይ ጎዳጉዲ በፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ጎዳጉዲ ካዕቲ ማለት እዉን ዋተር ዌል ዲሪሊንግ ፈቃድ ዘለዎም ኮንትራክተራት ከሰርሕ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 7, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣስገለ ፅምብላ