ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ንናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዝዉዕል ኤች ድፒ ትቦ ምስ መገጣጠሚኡን ፡ብረት ትቦ ምስ መገጣጠሚኡን ፡ፖምፕ pump ፡ኤለክትሮኒክስን ፡ፅሕፈት መሳርሒ፡ ኤለክትሪክ፡ ፈርኒቸር ፡ናይ መኪና መለዋወጥን ፡ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጥን፡ ዘይትን ቅብኣትን ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገዲን ትራንስፖርትን ከይዲ ሰራሕ ህንፃን ዲዛይንን ኮንስራክሽንን ኣብ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ቀበሌ 06 ካብ እነዳ ጋሪ ናብ ኬላ ኣስፋልት መንገዲ ዓድዋን ኣብ ቀበሌ 04 ካብ እንዳ ወዲ ቀፀላ ናብ እንዳ ሰዩም ማህሉ ኣብ ማእከል መንገዲ ዝርጋሐ መብራህቲ ንምስራሕ ኣብ ክልል ትግራይ ትርከቡ ደረጃ 8 ኤለክትሮ መካኒካል ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑ ፅሬትን ካብ ናይ 2008 ዓ ም በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት