ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 30, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 30, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ዓ/ዓዲ 2ይ ብርኪ ቤ/ት/ቲ ብጃይካን ክስራሕ ተታሒዙ ስለዘሎ ቅድሚያ ሳይት ክሊር ንምግባር ስለዝደለየ ካብ ኮሌጅ መምህራን ድሕሪት ዝርከብ ሓመድ ናብ ፕሪፓራቶሪ ናብ ኣንፈት ሰሜን ቅድሚ ሐዚ ቤት ህንፀት ዝነበረሉ ከባቢ ዝርከብ ሽንጥሮ ንምድፋእ ናይ ባዕሉ ሲኖትራክ 16 ሜ3 ክትሕዝ ዝክእልን ናይ ባዕሉ ፀዓኒት ኮይኑ ከቅርብ ዝክእል ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 5, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 5, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ25.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣውቶቢስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 18, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 18, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 16, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 16, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንላብራቶሪ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ ሚኒባስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 16, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 16, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ በዓል ስድራ ስውኣት ኣመልኪቱ ዝግበር ኮንፈረንስ ካብ ሓወልቲ ሰማእታት መበገሲ ገይሩ ንዑደተኛታት ዝኾና ደረጅኣን ዝሓለዋን ምቹዋት ዝኾናን ኣውቶብስ መኪና ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ እዋን ጀሚሩ ንዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 12:00 መበገሲ ማእከል ሓወልቲ ሰማእታት መበገሲ ገይሩ ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ወይ ክግልገል ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 6, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 6, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.82 (-0.1)162.43 (-0.1)
180.94 (0.43)182.75 (0.44)
24 (0)24.29 (0)
9.78 (0.05)9.88 (0.05)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2019