ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማዓድንን ኢነርጅን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ጣብያታት ማለት እዉን ጣብያ ቐደማይ ወያነ : ደብረ ቅብኢ : ማይ ዓለም : ማይ አንበሳ : ፈለግ ማያት : መሰቦን ማህበረ ገነትን ነቲ ዝገጠመ ህፅረት ማይ ንምፍታሕ ካብቲ ዘሎ በጀት በቦቴ ማይ ከመላልስ ስለ ዝደለዩ ፍቃድ ማይ ፈሳሲ ዘለኩም ትካላት ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ