Closed
ማአኸል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብዝተበጀተሉ መሰረት ነቲ ማእኸል ኣገልግሎት ዝውዕል መሳርሒህንፃ፣ ኤሌክትሮኒክስን፣ ቀወምቲ ንብረት ስራሕቲ ዕንፀይትን ሓፂንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶን ክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ