ምልክታ ጨረታ ዝዉገዱ ንብረታት ኮርፖርሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንዱስትሪ ዞንን ክላስተር ማእከልን ከተማ ዉቅሮ ጣብያ ሐየሎም ፍሉይ ሽሙ ዋዝዋዞ ኣብ ዝብሃል ቦታ ዝርከብ ንብረት ዘገልገሉ ኤጋ ሽት ኣርኤስ ኪንች : ቴንዲኖ ቁርፅራፅ : ማዕፆ ላመሪያ : መስኮት ፊሪም : ኮለን :ዝዉደቀ ኣብ ዉሽጢ ዘሎ ቴንዲኖ በኣካል ሪኡ ሲሩ ወይ ድማ አላቂቁ ዋጋ ዝአትዉ : ሃርድ ኮር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ወይ ከወግድ ይለሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ