Closed
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘለዎም መጠን ዘለዎም ፓዳት ክሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡን ትኽእሉን ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 20, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 20, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ