Closed
ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ንሑምማት ዝዉዕል ምግቢ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ መለዋወጢ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመርን ህንፃን ንፅገና ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ