ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለይ ዓይነታት ስፔራት ናይ ሪሳይክል ፔርጁ 30 ኩንታል ፡ ናይ ላምኔክስ ፔርጁ 30 ኩንታል፡ ፒፒ ከረጢት 35000 ፡ ብቁፅሪ ሪሳይክል 1200 ኩንታል፡ ካልሺየም ካርቦኔት3750 ኪግራም፡ ማስተር ባች 740 ኪግራም ፡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ጎማን ኮንቪር ቪልት ንዓማዊል በግልፂ ብጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ