Closed
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ብመምርሒ ምምሕዳር ንብረት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ 9/2010 ዓም ዓንቀፅ 38 ተራ ቁፅሪ 2 መሰረት ብዝተፈላለዩ ምክንያት ንክዉገዱ ዝተወሰነሎም ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 13, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ