ንካልኣይ ግዜ ትካልና ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ብክልል ቢሮ ንግድን ኢንድስትሪን ከተማ ልምዓትን ብዝተዉሃቦ ወረሓዊ ኮታ መሰረት ሽኮር ካብ መተሃራ ወይም ካብ ከሰም ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ክልልና ከተማታት አወዳዲሩ ከጎዓዓዝ ይደሊ ሰለዚ ብደረቅ ፅዕነት ትራንስፖርት አገልግሎት ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎም ክወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 16, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 16, 2010 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10%
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ትምህርትታትን ጥዕና ኬላ ግልጋሎት ዝዉዕል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 23, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ን2ይ ዙር ዕደጋ ኣብ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና :ጎማን : ባትሪን : ኣቅሑት ብሮድካስት መቀበሊን መረከብን : መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሪክ : መለዋጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ : ኣቅሐት ቢሮ : ስራሕቲ ሕትመት : ኢሉዉን እታወታት ምግቢ ሻሂ ክበብ አገልግሎትን አገልግሎት ጋራጅ ኣብ ዝተፈላለዩ ሎት ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 26, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሐመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

3ይ ግዘ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ዉፅኢት ስራሕቲ ቤት ትምህርቲ ዘካተተ ሕትመት መፅሄትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 11, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 11, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.82 (-0.1)162.43 (-0.1)
180.94 (0.43)182.75 (0.44)
24 (0)24.29 (0)
9.78 (0.05)9.88 (0.05)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2019