Closed
ማሕበርና ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ከባብያዊ ፀጋ መሰረት ዝገበረ ስራሕ ፈጠራ /Environmental Entrepreneurship program/ ናይ መወዳእታ ትግበራ ፕሮጀክት ገምጋም /Final project evaluation/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እተደልዩ ኣማከርቲ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ኣማሊእኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 27, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ