ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ምን 2ይ ፍርቂ ዓመት ብናይ መደበኛ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ትውዕል ሞተር ሳይክል፣ ካብ መቐለ ናብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ከጋዓዓዝን ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ / Stationary Material/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 13, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ፈርኒቸር ከስርሕ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 3, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 3, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.18 (0.19)162.79 (0.19)
180.66 (0.1)182.47 (0.1)
24 (0)24.38 (0.04)
9.79 (0)9.89 (0)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2019