Closed
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ሓራጅ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ሕርሻ ባኒቲዎት ሕርሻ ሜኬናይዜሽን ከባቢ ዝርከብ ፀፀር 02 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 20, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 20, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታቃፍታ ሑመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ32,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ