Closed
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣተን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ኣብቲ ዘርፊ እትነጥፉን ትሕት ኢሉ ዝተጠቐሰ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ፦
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 10, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ