ተዓፅዩ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብ ዘምረቶ ምህርቲ ምሩፅ ስራናይን ስገምን ንውልቀ ሰባት ይኹን ማሕበራት ንምሻጥ ስለዝደለየ ንምግዛእ እትደልዩ ኣካላት ብግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,110.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ