Closed
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ ቢሮ ተገጣጠምቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ኣናእሸተይ ኣቅሑትን ፡ ሞተር ሳይክል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ደገ መብራህቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲ ጉዶም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ