ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ክትሰርሖም ካብ ዝሓዘቶም መደባት፣ 1 ምክያድ ካልኣይ ዙር ሲምፖዚየም ሃገር ቦቀል ባህላዊ ፍልጠታት እሴታትን ትግራይ ሓደ እዩ፤ ብመሰረት እዙይ ፕረሞተራት ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ተግባር ነቲ እትወዳደርሉ ስራሕ እውን ብምሉእ ይኩን ብፋል ሓዊሱ ንምትግባር /EVENT ORGANZING/ ወይ፣ ነቲ ስራሕ መፈፀሚ በጀት አብ ምትእልላሽ ጥራሕ ክትሳተፉ እንተኮይንኩም ድማ ንማሕበር ስራሕ መሳለጢ ክንደይ ንባዕልትኩም ድማ ክንደይ ሚኢታዊ ካብ እትእክብዎ ስፖንሰርሺፕ ከምእትሰርሑ ብምግላፅ ክትወዳደሩ ንዕድም፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ