Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ናይ 2017 መደበኛ በጀት ንወረዳና ፅምብላ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳን ንእንስሳት ህክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ መድሃኒትን:ናዉቲ ህክምናን ካብ ሕጋወያን ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትምን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 29, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታእንዳባ ጉና
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ8,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ