Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንብየት ፅሕፈት አጠቃቅማ መሬት ሐለዋ ሰነ ከባቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ሕርሻ :ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ናይ ዘርኢ ኣግራባት: ደርሆን ናይ ደርሆ ምግብን ካብ ናይ ኣየር ለዉጢ ተፅዕኖ ፕሮጀከት በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 15, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታታሕታይ ቆራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ