ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብዚ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት እቲ ወረድኡ ዘገልግል ናይ መስኖ ስተራክቸርን ፅሩይ ዝሰተ ማይን ደረጃ 8 ኣናእሽተይ ደቀቅቲ ትካላት :ጀነሬተር ንመብራህቲ ግልጋሎት ዝዉዕል :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ቆላ ተምቤን