Closed
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ኮምፒተርን ፕሪንተርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ