ን ኤጀንሲና መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካሜራ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 3, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 3, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ምድብ 1 ኣቅሑት ፅሬት፣ ምድብ 2 ሕትመት፣ ምድብ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ምድብ 4 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ምድብ 5 ኣቅሑት ቢሮን ጠረጴዛን ወንበርን፣ ምድብ 6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ምድብ 7 ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን በቢዝምልከቶም ብዓዊዲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኮረም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋበቢ ሎቱ ዝተፈላለየ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጉዳይ/መናእሰይ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል D-link/24 port ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 27, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 27, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 27, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ፣መሸጢ ኣቅሑት ስራሕቲ ማይ ፣ መሸጢ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ መጎዓዝያ ደረቅ ፅዕነት : ናይ ማእኸላዎት ጎዳጉዲ ማይ ዃዕቲ፣ ብናይ ማይ ማዕድን ኢነርጂን ብስሩዕ በጀት ዝኸፈል ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 9, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.17)162.60 (0.17)
180.56 (-0.38)182.37 (-0.38)
24 (0)24.34 (0.05)
9.79 (0.01)9.89 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2019