Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ UNDP ብዝተረከበ መደበኛ በጀት ንማንፈካቸሪን ከተማ ጨርጨር መብራህቲን መስፋሕፍሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ከም ትራስፎርመርታን :ንፕላን: ኬብላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋትራስፎርመር 20000 ቅርሺ : ፕላትን 20000 :ንኬብላት 100000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ