ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሞያን ዓድዋን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ን ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ መሳርሒ ህንፃ፣ናይ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ኣቑሑት አውቶሞቲቭ፣ መሰርሒ ፅሕፈት፣አቑሑት ፅሬት፣ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን፣ ኮስትራክሽን ተንከፍ ዓመታዊ ናይ መኪና ጋራዥ ፅገናን ናይ ስራሕ ዋጋን ከምኡ እውን መቀያየሪ ኣቑሑት መኪናን ዝተፈላለየ ቅርፂ ዘለዎ ኮብልስቶን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓድዋ