ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኮብልስቶን ፀፀር-00 ክንዕድግ ስለንደሊ እዚ ድማ ካብ ክልተ ኣውላዕሎ ን እንደርታን ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ዘጓዓዕዘ ሲኖ ትራክ መኪና ኮይኑ በዝሒ ኮብልስቶን 70000 7ተ ግዜ ዘመላልስ መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም ኮይኑ ፀፀር-00 5ተ ግዜ ዘመላልስ መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም ኮይኑ ግልጋሎት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዕዳጋ ሓሙስ