Closed
ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ናይ ቤተክርስቲያኑ መእተዊ ዋና በሪ ብ3ተ ኣንፈት ማለት ብደቡብ ፣ ብምብራቕ እና ሰሜን ኣንፈት ብዘመናዊ መልክዕ ንምስራሕ ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ሳኒተሪነ ኣቅሑት /ማተርያል/ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ ኣሎ ስለዙይ ብዉሳኒኡ መጠረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት 13/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 21/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 12፡30 ናይ ንጉሆ እትወዳደርሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝዓሸገ ፖስታ ናብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ብምእታዉ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ እናገለፅና ብዕለቱ 21/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 1፡00 ናይ ንጉሆ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ጨረታ ይክፈት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 21, 2013 7:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 21, 2013 7:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ