Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ናዉቲ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ናይ ፖሌቴን ቲዩብ ማለት አዉን ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ : ዝረገሐ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታትን ኣቅሑትን መገጣጠምን :መድሓኒት እንስሳን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናዉቲ ኮምፒተርን ተዛመድትን 5000 ብር : ናይፈልሲ ጣበያ መሳርሒ ሕርሻ 3000 :ንዝርገሐ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታትን መገጣጠምን 3000 :መድሓኒት እንስሳን 4000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ