Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላምበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ፋፂን ዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ዘፈራትን ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕክ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 30, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዛላ አንበሳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት 6000 ቅርሺ ንናይ ቢሮ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 10000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ