ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ሕትመት :ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ : ሎት ሽድሽት መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ዘርኢ ቀለብ እንስሳት ደንን በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኦፍላ