ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ትካላትና ማለት እውን ደስታ በርሀ ኣሕምልትን ፍራምረን ሕርሻን ኖቤል ትሬዲንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣሕምልትን ፍራምረን ሕርሻን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ጣቢያ ካራ ዓዲ ሻዎ ቁሸት ኣራዳ ማንጉዶ ብቁዕ ሓይሊ ሰብን ዘተኣማምን መሓውር ንዘለዎም ሕጋውያን ናይ ሓለዋ ትካላት ሙሉእ ሓላፍነት ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ካብ 70 ካሬ ከባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ሰርቢስ ንጉሆን ምሸተን ኣብፂሕካ ንምምላስ ንሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ብርኪ ሃይርፉን : ኮስተር ሚኒባስ መኪና ብጨረታ አወዳደሪ ዉዕሊ ብምእሳር ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስሰላሴ ነዚ ስዒቡ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ሀ ዝተዘርዘሩ 5000 ቅርሺ : ኣብ ለን ሐን ዘለዉ ድማ 25000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

አብ ዘባ ማእክለ ትግራይ ወረዳ ኣበርገላ የጭላ ንቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከባቢ ዳታዘዛ ቦይ ፋኛትራ ወይ ተፋሰስ ብደረጃ 8 ኣናአሽተይ ዘፈር ጠቅላላ ስራሕቲ ህንፃ መነግዲ ስራሕቲ GC ዘጠቃለለ ወይ ከዓ ዘፈር ስራሕቲ መንገዲ RC ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ን2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናውቲ ሕትመትን ቀዋሚ ንብረትን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስን እስተሸነሪንናይ ፅሬት ኣቁሑትኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መስኖ ዝራእቲ (Seed) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/