⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
• ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ቶዮታ (Toyota) መኪና ዝፈላለዩ ናይ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
• ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ከቕርቡን ዘቕርብዎ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ዝሓወሰ ምዃኑ ወይ ዘይብሉ ብንፁር ክገልፁን ኣለዎም።
• ፕሮፎርማ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 09/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 11/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብዕለት 12/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት።
• ሰዓራይ ዝተለየ ኣቕሓ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ክህብ ዝክእል ክኸውን ኣለዎ፤ ትካል ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ መኪና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| P.R | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 38784 | 1 | Brake master cylinder | 47201-60831 | pcs | 01 | |||
| 2 | Timing belt cover | 11321-17040 | pcs | 01 | ||||
| 3 | Drum | 42431-60250 | pcs | 02 | ||||
| 4 | stablizer Bushing | 48815-60170 | pcs | 02 |
NB: for toyota
– ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
– እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
– ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።
– ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።
– ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 09/10/2018 - 11/10/2018ዓ/ም ሰዓት 11:00 እዩ።
– ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 12/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን ።
– ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
– ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።