⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ 5,000 ናይ ኣባላት መለለዪ መንነት ካርድን 200 ቅብሊት ደረሰኝን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ።
* ተጫረትቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ሕትመት ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN) ከምኡ እውን ናይ ክፍሊት ደረሰኝ መርኣያ (Sample) ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ናይ ዋጋ መግለፂ ብባዕልኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 13/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ንጉሆ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ከተቕርቡ ይግባእ።
* ጨረታ ብዕለት 13/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ንጉሆ ተዓፅዩ፣ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ንጉሆ ይኸፈት።

ምልክታ ን2 ግዜ ዝወፅአ ፕሮፎርማ
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ኣባላት መለለዪ መንነት( መታወቅያ)ን ክፍሊት ደረሰኝን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ናይ ሕትመት ፍቓድ ንግዲ ዘለኩም ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ
2. ተጫረትቲ ብናይ ትካልና ሳምፕል መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብናይ ባዕልኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 13/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ንጉሆ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ተቕርቡ
3. ጨረታ ዕለት 13/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ንጉሆ ይኸፈት።
4. እተቕርብዎ ናይ ኣባላት ምዝገባ ክፍሊት ደረሰኝ መርኣያ/Sample ክተቕርቡ እትኽእሉ
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቅብሊት ደርሰኝ | ቑፅሪ | 200 | ||
| 2 | ናይ ኣባለት ካርዲ መለለዩ መንነት | ቑፅሪ | 5000 |