ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 29, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 29, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፒይተ ወረቅት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ መሬት ከልል ትግራይ እዞም ትሕትሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ናይ ስፔር ፓርት አቅሓ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ አዋዳዲሩ ብሮፎርማ ከድግ ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ ወለላ ዕቋርን ልቃሕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማ ንሚድያ መፋለጢ ዝከውን አብ ሶሻል ሚድያ ንዝነጥፉ ሰባት ናይ ቲክቶክን ፊስብክን ንምስራሕ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንወረዳ እንዳሞኮኒ ዘላቂ ዉልቀ ደን ልምዓት ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ናይ ንህቢ መራብህቲ : ናዉቲ ኣልባሳትን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ 4000 : ናይ ንህቢ መራብህቲ ን ናዉቲ ኣልባሳትን 10000 : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር 5000 : ኤሌክትሮኒክስን 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

መባእታዊ ሆስፒታል እንዳመኮኒ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መድሓኒትን ላብራቶሪ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2018 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንመሸጣ ዝዉዕል ንብረታት ሐደ ትቦ ማይን መገጣጠሚን ክልተ ሶፍተ ስታተር ስዊች ቦርድ ሰለሰተ ጀነሬተር ኣርባዕተ ገመድ ኤሌክትሪክ ኬብል ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ዓርቢ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 4, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህፃናት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /