... መቐለ ክ /ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ስፍሓቱ 250 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ ብጨረታ ንክሽየጥን ንክሽወጥ ወሲኑ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (20 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ ናይ ፅሕፈት ን ፅሬትን መሳርሒ ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2018 (15 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት 2018 ናይ ሕትመት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ ናይ ሕትመት መሳርሒ ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም ግልፂ ጨረታ ምድብ 001/002/2018 ሃለቒ ናይ መሳርሒ ሕትመት ከካይድ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ማእከላይ ቤት ፍርዲ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ ኢንዱስትሪ ዝርከብ 140 ሜትር ካሬ ስፍሓት ገዛን ቦታን ብመበገሲ ዋጋ 2,963,469.24 (ክልተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሱሳን ሰለስተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ሱሳን ትሸዓተን 24/00 ብር) ብጨረታ ንክሽየጥ ኣዚዙ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ወያነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ዝርከቡ 2 ቦታትት ብጨረታ ንክሽወጡ ኣዚዙ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 9, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ስፍሓቱ 93.30 ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን መበገሲ ዋጋ ብር 22,000,000.00 (ዒስራን ክልተን ሚልዮን ብር) ስለዝተደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፈርዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ወረዳታት ቤት ፍረዲን ከተማ መቐለ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሽየጥ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት 2018 ናይ ሕትመት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/