ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ንስራሕቲ ዉሽጣ ዉሽጢ መንገድ ዝዉዕል ዝተመረፀ ሓመድ ንካምርት Dosan excavator ን100 ስዓት ተካርዩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከምርቲ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዝተሰማረኹም ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሓምለ 27, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,100.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2022 ክሳብ ዕለት Jun 30-2024(ካብ 2015 ክሳብ 2016 ክልተ በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 23, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 23, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ፀረ ባልዕ ናይ ቱካን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክነፅግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቛሒ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሓምለ 27, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20 000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፀረ ባልዕን ነፍሳትን/

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኣባላት ነጋዶ መለለዪ መንነት ሕትመት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቛሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ትርጉምን ፅሑፉን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ቋንቋ ትርጉም /

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት በዓል 12 ወንበር ብርኪ-1 ኣባዱላ ሚኒባስ በዝሒ 01 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ን2016/17 ዓ/ም ዘለዋና ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ሰርቪስን ጉልበት ዋጋ ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክነስርሕ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 11:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ንዘለውኦ መካይን ናይ መኪና ፅገና ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል 1. ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ሎት-1 2. ናይ ፈሪኒቸር ኣቁሕት ፅገና ሎት-2 3. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ሎት-3 ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/